ሓይልታት ኣመሪካ ንፕረዚደንት ቬንዝዌላ ኒኮላስ ማዱሮ ኣብ ካራካስ ድሕሪ ምሓዞምን ብጕዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዕጸፋርስ ድሕሪ ምኽሳሶምን ድሕሪ ሰሙናት፡ ክልቲኦም ብኣካል ንፈለማ እዋን እዮም ተራኺቦም ...
ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳ ን'ዳህሳሳዊ ተልእኾ' ዝተወሰኑ ወተሃደራት ኣብ ዘዋፍራሉ ዘለዋ እዋን፡ ንእሽቶ ወተሃደራዊ ጕጅለ ፈረንሳ ናብ ርእሰ ከተማ ግሪንላንድ ኑክ ከም ዝኣተወ ሰበስልጣን ገሊጾም። ...
Here's presenter Michael Rosen and linguist Derek Bousfield discussing one example of hyperbole on BBC Radio 4's Word of ...
ኣውስትራሊያ ዋና ከተማ ኣለርጂ ተባሂላ ከምትፍለጥ ትፈልጡ'ዶ፧ ህላወ ብዙሕነት ኣብ ህዝብታታ ማለት ሰባት ሃይማኖታዊ እምነቶም፡ ስነምግባራቶም፡ ጠለባት ጥዕንኦምን ውልቃዊ ምርጫታቶምን ብመንገዲ'ቲ ዝምገብዎ መግቢ ይገልጽዎ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ክኢላታት ብፍልጠት ዝተሞርኮሰ ምርጫታት መግቢ ክንገብር ዝሕግዙና ብዛዕባ ዝልጠ ...
(12 ጥሪ 2026):- [ትሕዝቶታቱ] * ዜና ቡለቲን ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * መዋእለ ህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ነጻ ኮይኑ፣ * ጸብጻባት ልኡኽና [[ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ...
Practise your reading skills with The Reading Room .