መንግስቲ ኤርትራ ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ ናብቶም ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ብምቕባል ዘቕረቦ ክሲ ሓሶት ምዃኑ ብምግላጽ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ...
ሓይልታት ኣመሪካ ንፕረዚደንት ቬንዝዌላ ኒኮላስ ማዱሮ ኣብ ካራካስ ድሕሪ ምሓዞምን ብጕዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዕጸፋርስ ድሕሪ ምኽሳሶምን ድሕሪ ሰሙናት፡ ክልቲኦም ብኣካል ንፈለማ እዋን እዮም ተራኺቦም ...